ምስ IND ቃለ-መሕትት ንምግባር ክትጽበይ ኣለካ
ኣብ ተር ኣፐል ድሕሪ ምምዝጋብካ፣ ብዛዕባ ናይ ህድማ ታሪኽካ ምስ IND ቃለ-መሕትት ንምግባር ክትጽበይ ኣለካ። እዚ ድማ ሓያሎ ሳምንታት ክወስድ ይኽእል እዩ።
መጀመርታ መርመራ ዓባይ ሰዓል (TBC) ክግበረልካ ይኽእል
ሕማም ዓባይ ሰዓል (tbc) ካብ ዘጋጥመላ ሃገር ዝመጽኡ ሓተቲ ዑቕባ መጀመርታ ኣብ ኔዘርላንድ
VluchtelingenWerk መስርሕ ዑቕባኻ ብኸመይ ከምዝካየድ የብርህ
መስርሕ ዑቕባ ዝተሓላለኸ እዩ። ከምኡ እውን ኣብቲ ዝቐልጠፈ መስርሕ ዑቕባ፣ ምስ IND ብዛዕባ ናይ ዑቕባ ሕቶኻ 1 ቃለ-መሕትት ጥራይ ኢኻ ትገብር። ስለዚ እንታይ ከም ዝኸውንን፣ ብኸመይ ብዝበለጸ ክትዳሎ ከም እትኽእልን ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ። ወለንተኛታት ናይ
ምስ IND ቅድሚ እትገብሮ ቃለ-መሕትት ምስ ጠበቓኻ ትራኸብ
ምስ